እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!... ዊኪፔዲያ
እቲ ኩሉ ብማዕረ ዘማዕብሎ ናጻ መድብል።
254 ዛዕባታት ብትግሪኛ። ሰላም ንኹልና!
ኣብ ማዕከናት ዜና
ብተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ቡሰንሁስ:
ኣብ ሓደ ቦታ፡ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ብዙሓት እንስሳታት ነበሩ። ሓደ ግዜ ማይ ኪሰትዩ ኣብ ሓደ ሩባ ተራኸቡ። ማይ ምስ
ሰተዩ ኬዕርፉ ኮፍ በሉ። ነብሪ ግን ምስኣቶም ኣይነበረን። ቍርብ ጽንሕ ምስ በሉ፡ ኣንበሳ ነገር ደለየ። " ካብ
ኵሎም እንስሳታት መን'ዩ ሓያል? " ኢሉ ሓተቶም። ኵሎም ፈሪሖም ንስኻ! ንስኻ በሉዎ። ወኻርያ ግን
ኣይመለሰትሉን።
